ወሒድ ኣብ ሞንጎ እስልምናን ክርስትናን ዘሎ ኣፈላላይን ምምስሳልን ብምንንፃር ዘምህር ሓውና እዩ። እዚ ሓውና ቋንቋዊ፣ሰዋስዋዊ፣ ዓውዳዊ፣ ተዛማዲ፣ ስነ-ጽሑፋዊ እና ስነ ኣመክንዮዊ መጎት ብምቅራብ ዝፍለጥ ተሟጓቲን መርባባይን እዩ። ኣብ መጎተኡ በቀንድነት ዝጥቀመሎም ቋንቋታት ኣምሓርኛ፣ ግዕዝ፣ እንግሊዘኛ፣ዓረቢኛ፣ዕብራይስጥን ግሪክን እዮም። ፅቡቅ ናይ ንባብ፣ ፅንዓትን ንፅፅር ግዜ ክኾነልኩም ንምነ።